12,99 €
inkl. MwSt.

Versandfertig in über 4 Wochen
  • Broschiertes Buch

መእተዊ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ኣሜን። እዛ መጽሓፍ ጸሎት እቲ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ክንጥቀመሎም ዝጸናሕናን ሕጂ'ውን ንጥቀመሎም ዘሎና ጸሎት ሾብዓተ ሰዓታትን ውዳሴ ማርያምን ኣብ ሓደ ጠርኒፋቶም ትርከብ። ከምኡ'ውን እቶም ምሩጻት ጸሎታት ኣገደስቲ ኮይኖም ብምርካቦም ካብ ናይ ግብጺ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን መጽሓፍ ጸሎት (ኣግቢያ) ብትግርኛ ተተርጒሞም ቀሪቦም ኣለዉ። ምስጋና ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን።

Produktbeschreibung